top of page
This course can no longer be booked.
መደብ ትምህርቲ ትኽክለኛ ኣነባብራ
ኣብ ትርጉም ህይወት እተሰረተ ሰላም እንረኽበሉ ኣርእስታት ብዕምቈት ዝድህስስ ንሰለስተ ወርሒ ዝቕጽል ጽዕጹዕ መደብ
Started 4 ሓምStarted 4 ሓምብኢንተርነት
300 US dollars
$300
ዝርዝር ዝወሃብ ኣገልግሎታት
ዳግም ህድኣት ንምርካብ፡ ናብ ውሽጢ ዝግበር ናይ ሰለስተ ወርሒ ጉዕዞ። እንታይ ክንድህስስ ኢና - ባህርይ ክዉንነትን ብኸመይ ከምእንርድኦን - ስቓይ፡ ትርጉም ከምኡ ድማ ኣብ መንጎኦም ዘሎ ፍልልይ - ብመገዲ እምነት፡ ባህልን ወግዕን ናብ ውሽጣዊ ህድኣት ምምላስ - ሕብረተሰብ፡ ተበጻሕነት ከምኡ ድማ ኣብ ህይወት ዘለካ ቦታ ምፍላጥ - ከምእንፈልጦ ዝዘንጋዕናዮ ፈውሲ ምልላይ - ትኽክለኛ ኣነባብራ ከም ዕለታዊ፡ ተግባራዊ መንፈሳዊ ኣካይዳ ኩሉ ርክባት ሰዓት 7፡00 ምሸት (ኣስመራ/ካምፓላ/ናይሮቢ)
ዝቕጽል ክፍላተ ግዜ
እንርከበሉ ዝርዝር
zecarias@hywet.com
bottom of page
