top of page

ሓበሬታ

ሓበሬታን ምልክታን

ትምህርቲ

ምዝገባ ትምህርቲ ትኽክለኛ ኣነባብራ ክፉት ኰይኑ ኣሎ። ቀዳማይ ወቕቲ ንቐዳም 4 ሓምለ 2026 ክጅምር እዩ። እዚ መደብ ን3 ወርሒ ዝቕጽል ኰይኑ ኣብ ሰሙን ክልተ ኽፋል ኣለዎ። 

ብሕታዊ መደብ ሕውየት

ብብሕቲ ዝካየድ መደባት ዕብየትን ሕውየትን ንምዝገባ ክፉት ኰይኑ ኣሎ።ቅድሚ መደባት ሕውየት ምስራዕኩም ነጻ መላለዪ መደብ ኣለና። ድሕሪ እቲ ሓጺር ዝርርብ፡ መመዝገቢ ቕጺ ክንሰደልኩም ኢና።

bottom of page